ጎይታ መምህር መፅሓፍ ንህፃናትን ኣባፅሕን ( ብትግርኛ ዝተፀሓፈ) በ ግርማይ ፍሮዛ

ጎይታ መምህር መፅሓፍ ንህፃናትን ኣባፅሕን ( ብትግርኛ  ዝተፀሓፈ) በ ግርማይ ፍሮዛ

ጎይታ መምህር መፅሓፍ ንህፃናትን ኣባፅሕን ( ብትግርኛ ዝተፀሓፈ) በ ግርማይ ፍሮዛ

  • Product Code: 0953-10017
  • Availability: 58
  • ETB47.00

  • Ex Tax: ETB41.00

  ጎይታ መምህር መፅሓፍ ንህፃናትን ኣባፅሕን 

መልእክቲ 

መፅሓፍ ንህፃናት እንትብሃል ድማ ብኣቀራርብኡ ንህጻናት ተመጢኑ ዝቐርብ ማለት እምበር፣ ናኡሽትን ንማለት ኣይኮነን።

መፅሓፍ ጊዜ ዘይድርቶ ቅውም ነገረን ሃንቀውታን ኣብ ኣእምሮ ህፃናትን ኣባፀሕን ብምሕታም፤

ትኸክለኛ ምስሊ ዓርሶም፣ ገዝኦም፣ ማሕበረሰቦም፣ ዓዶም፣ ተፈጥሮን ዓለምን ንኸፈልጡ ዝገብር ሓይሊ ዘለዎ መዘውር እዩ........።

-ብትግርኛ  ዝተፀሓፈ

- ስእላዊ ናይ ትምህርቲ መፅሓፍ

- በግርማይ ፍሮዛ 2012ዓ.ም

Write a review

Note: HTML is not translated!
    Bad           Good